ፈፀምቲ ጀኖሳይድ ክነቃልዕ ሻማ ሻማ ንበል!
እዚ መምልኢ ቅጥዒ እዚ ኣብ ዝሓለፉ ልዕሊ 21 ኣዋርሕ ኣብ ትግራይ ዝቐፀለ ጀኖሳይድ ትግራይ ብ ግቡእ መዝጊብካ ብምሓዝ፣ ፈፀምቲ እዚ ተግባር ዝኾኑ ግፍዐኛታት ብ ዓለም-ለኻዊ ሕጊ ንኽፍረዱ ምእንቲ እንፈልጦም ግዳያት…
Narrating Tigray!
እዚ መምልኢ ቅጥዒ እዚ ኣብ ዝሓለፉ ልዕሊ 21 ኣዋርሕ ኣብ ትግራይ ዝቐፀለ ጀኖሳይድ ትግራይ ብ ግቡእ መዝጊብካ ብምሓዝ፣ ፈፀምቲ እዚ ተግባር ዝኾኑ ግፍዐኛታት ብ ዓለም-ለኻዊ ሕጊ ንኽፍረዱ ምእንቲ እንፈልጦም ግዳያት…
Letesenbet Giday, Goteytom Gebreselasea, and Gudaf Tsegay who raced for 10KM, Marathon and 5KM respectively swiped three Golds from the championship. Those three athletes, like other Tegarus outside of Tigray,…
መዓርግ ታፈረ (ፒኤችዲ) እዛ ፅሕፍቲ’ዚኣ ብሓምለ (July 5, 2022) ኣብ ዓይጋ ፎረም “ናይ ትግራይ ናይ ፖለቲካ ባይታን (poletical space) ሓደጋታቱን” ብዝብል ርእሲ ወጽያ ናይ ዝነበረት ፅሕፍቲ መቐፀልታ ጌርካ ምውሳድ ይካኣል…
ይህ አባባል የደደቢት ሚዲያው ዶ/ር ሃይለ ወይም የትግራይ ሚዲያ ሃውሱ ስታሊን ገ/ስላሴ ወይም የርእዮቱ ቴዎድሮስ ፀጋይ ከዚህ በፊት ሲጠቀሙበት ሰምቻሎሁ፡፡ እርግጠኛ ስላልሆንኩኝ ከሶስቱ አንዱ ሳይሆን ቀርቶ እና ሌላ ሰው ይጠቀምበት…
ዲያስፖራ ተጋሩ ሰሜን አሜሪካ ን እዋናት ከኽብርዎ ዝፀንሑ ዓመታዊ ፌስቲቫል ሎሚ ዓመት እውን “ፌስቲቫል መኸተ” ብዝብል ቴማ ክኽብር ምድላዋት ተዛዚሙ ከምዝርከብ ኣሰናዳኢት ኮሚቴ ሓቢራ። እቲ ፌስቲቫል ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ካብ…
መዓርግ ታፈረ (ዶር.) መእተዊ ኣብ’ዚ ዘላናሉ ኣዝዩ ተዃሻሓይ ዝኾነ ናይ ፖለቲካ ባይታ (space) ኰይነ እዛ ፅሕፍቲ ንምፅሓፍ እንትሓስብ ፈለማ ብእንግሊዝ ቛንቋ ከቕርባ ሓሲበ ነይረ። ይኹን ዳኣ’ምበር እቲ ከማሓላልፎ ዝደለኹዎ መልእኽቲ…