ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

ክሲ ዕጡቕ ምልሻ ሱዳን

ብ ልሙድ ጃንጃዊድ እናተብሃለ ዝፍለጥ ካብ ወርሒ ሚያዝያ 2023 ኣ/ፈ ጀሚሩ ምስ ሰራዊት መንግስቲ ሱዳን ኣብ ኲናት ተረፂሙ ዝርከብ ዕጡቕ ሓይሊ ምልሻ ሱዳን ኣብ ኤክስ (ትዊተር) ብዝዘርግሖ መግለፂ ክሲ ኣቕሪቡ።…