Category: Geez language

ሰማህ ወይ አሉላ ?

የ ዮሃንስ ታማኝ … ውድ የአገሩ አገልጋይ ራእሲ ኣሉላ ኣባ ነጋ … ወዲ እንግዳ ቁቢ ናይ ትግራይ ተንቤን … ዙቁል ወርቂ ፍራይ ፍትህን የማያዛባ … ሁሉንም በአንድ አይን የሚያይ  …

‘’ላም ባልዋለበት ኩበት ለቀማ”

ለአስተያት ሆነ ትችት፡- [email protected] ይፃፍ፡፡ የኢትዮጵያውያን የፖለቲካ ለውጥ ፍላጎት የንግስናው ስርወ-መንግስት ማብቅያ አከባቢ እንደነበር ግልፅ ነው። ለውጥ ፈላጊ ኢትዮጵያውን የንግስና አገዛዝ እንዲያበቃ አብዮታዊ እንቅስቃሴ በመጀመር ስርወ-መንግስቱ በዝባዥ፣ አድሃሪ፣የብሄር እኩልነት እና…

ሓድሽ ወለዶ ይለብም!

ብዘይ ሕንቃቔ፣ ብዘይ ቄንጣ-ምንጢህዝበይ ዕማመት ጉልባብኪ ቀንጥጢክተምጽኢ ዘላቒ ሱር-ነቀል ለውጢ!ትግራይን ኤርትራን እንትሓብራዝኾነ-ይኹን ሓይሊ ከም ዝብንቁራፍሉጥ እዩ ብታሪኽ ኣርእየን፣ ዘመስከራ።ይኹን ድኣ እምበር ንኽልቲአን ኣድንቊሩ፣ከይነቕሓ ዓይነን ሸፊኑ፣ አዕዊሩ፣ይጻወተለን ኣሎ ጸላኢ ንሓዋሩ።መራሕተን ብሃተፍተፍ…

መዳርግቲ ኣካላት ቃላሚኖ ኣብ መበል 25 ዓመት ምስረታኣ ተረኺቦም።

ብምኽንያት ፅምብል ምስረታ ቃላሚኖ ዝተኻየደ ዋዕላ ትምህርቲ ነበር ተምሃሮ እታ ቤት ትምህርቲ፣ ናይ ቀደምን ሎምን ኣመራርሓ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከምኡ እውን ብ ዝተፈላለየ መዳይ ኣበርክቶ ዝገበሩ ሰብ ሃፍትን ዓበይቲ ዓድን…