ብምኽንያት ፅምብል ምስረታ ቃላሚኖ ዝተኻየደ ዋዕላ ትምህርቲ ነበር ተምሃሮ እታ ቤት ትምህርቲ፣ ናይ ቀደምን ሎምን ኣመራርሓ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ከምኡ እውን ብ ዝተፈላለየ መዳይ ኣበርክቶ ዝገበሩ ሰብ ሃፍትን ዓበይቲ ዓድን ተረኺቦም።
ካብ እቶም ዕዱማት ማእኸል ክብርቲ በዓልቲ ቤት ነብሰሄር ኣቶ ኣርኣያ ዘርይሁን፥ ወይዘሮ ዕልልታ ረዳኢ ኣብ መዕፀዊ ፅንብል ብኽብሪ ጋሻ መዓርግ ተረኺበን።

Narrating Tigray!