Category: Aiga

ፋሽሽታዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሎሚ 18 ነሓሰ 2014 ዓም ብ ኣንፈት ደቡብ ትግራይ ቅሉዕ ወራር ከፊቱ።

ብ መንግስቲ ትግራይ ዝመሓደር ትካል መራኸቢ ሓፋሽ ቴለቭዥን ትግራይ ከምዝሓበሮ እቲ ወራር ልክዕ ሰዓት 11:00 ናይ ንጉሆ ናብ 18 ነሓሰ፣ 2014 ዓመተ ምህረት ዘውግሕ ለይቲ ከምዝኸፈቶ ሓቢሩ። ቅድም ኣቢሉ እውን…

ፈፀምቲ ጀኖሳይድ ክነቃልዕ ሻማ ሻማ ንበል!

እዚ መምልኢ ቅጥዒ እዚ ኣብ ዝሓለፉ ልዕሊ 21 ኣዋርሕ ኣብ ትግራይ ዝቐፀለ ጀኖሳይድ ትግራይ ብ ግቡእ መዝጊብካ ብምሓዝ፣ ፈፀምቲ እዚ ተግባር ዝኾኑ ግፍዐኛታት ብ ዓለም-ለኻዊ ሕጊ ንኽፍረዱ ምእንቲ እንፈልጦም ግዳያት…