Category: Audio-visual Studio

“ሓሳዊ ከም ኣፉ፡ ሰራቒ ከም ኢዱ ይመስሎም!”

ብ ፍፁም ተኽላይ ኣብ ነዊሕ ታሪኽን ባህልን ሕብረተሰብና፣ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ሽሕ ግዜ ትለብም’ምበር፣ ንወላዲት ኣዲኣ  ብዛዕባ ባህርን እንታይነትን ሕማም ሕርሲ ክተምህራ ተራእዩን  ተሰሚዑን ኣይፈልጥን እዩ።እዚ ማለት ግን ሓላ ሓሊፉ…

ፈፀምቲ ጀኖሳይድ ክነቃልዕ ሻማ ሻማ ንበል!

እዚ መምልኢ ቅጥዒ እዚ ኣብ ዝሓለፉ ልዕሊ 21 ኣዋርሕ ኣብ ትግራይ ዝቐፀለ ጀኖሳይድ ትግራይ ብ ግቡእ መዝጊብካ ብምሓዝ፣ ፈፀምቲ እዚ ተግባር ዝኾኑ ግፍዐኛታት ብ ዓለም-ለኻዊ ሕጊ ንኽፍረዱ ምእንቲ እንፈልጦም ግዳያት…

እዋናዊ መግለፂ ሰብ ሕድሪ ዓለምለኸ ሲቪል ማሕበረሰብ ብዛዕባ ኣፋፉኖት ዘተ ሰላም

ተደጋጋሚ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ትግራይ ተሓሲሙ ብትዕቢት ንህዝቢ ትግራይ ካብ ንቡር ክብሩ ኣታሒቱ ክገዝእ ተሃንዲድ ልመፀ ሽሾ ፀላኢ ሳላ ህዝቢ ፥ መንግስቲን ፥ ኩለን ውድባት ሃም ርግሀ ረቢብን ብዘይ ናይ…