Category: ትግ/ኣማ

ሓድነት ተጋሩ – “እታ ዕትሮ ኣይትሰበር ፣ እታ ኣንጭዋ’ውን ኣይትሕለፍ”

መዓርግ (ዶ/ር) ቶሮንቶ፣ ካናዳ። እዛ ሓፃር ፅሕፍቲ’ዚኣ ቅድም ክብል ናይ ዝወፃ ፁሑፋት መቐፀልታ እንትትኮን ዝተደገሙ ሓሳባት’ውን ይህሉው እዮም። ዝድገም ሓሳብ እንትሃለወ’ውን ኣይጎድእን። እቲ ዛዕባ ኣዝዩ ኣገዳሲ ስለዝኾነ – ሓድነት ተጋሩ።…

በድርድር የሚወሰን የትግራይ ዕድል ፈንታ የለም፥ የትግራይ ዕድል ፈንታ የሚወስነው የትግራይ ህዝብ ብቻ ነው።

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል ማሳሰቢያ፥ በጽሑፉ ርዕስ እንደተጠቀሰ “የትግራይ ዕድል ፈንታ የሚወስነው የትግራይ ህዝብ ነው” የሚለው የጻሓፊው እምነትና አባባል ትግራይ ከኢትዮጵያ ለወደፊቱ ጋር ሊኖራት ስለሚችል ግኙንነት እንደ ገዢ ፓርቲ እምነትህና አቋምህ የማሳወቅ…

አረ ንምዃኑ መን ኢና ንሕና?

ሙሉጌታ በሪሁ 08/07/2022 እዚ ሕቶ እዙይ ንምምላስ ፈለማ ክንመልሶም ዝግብኡና መሰረታዊን ታሪካዊን መንነትና አቐዲምና ክንመልሶም ይግባእ ኢለ ይአምን። ንሕና ተጋሩ ኢና ዝብል ጭቡጥ መግለፂና እንትኸውን፣ትግራዋይነትና ዝገልጹ ድማ ቋንቋና፣ ባህልና፣ ታሪኽናን…

ታሪኽ ምድረ-ሓማሴን፡ኣብ ዘመነ ሃፀይ ዮሓንስ ብኸፊሉ

ተፅሓፈ ብ ኣብርሃም ብርሃነ      ኣብ ጉዕዞ ታሪኽ ወድ ሰብ፡ታሪኽ ዝበሃል ዓውደ-ትምህርቲ፡ተኣፋፊ ብምኳኑ መስለኒ፡ ኣዚዩ ኣካታዕን ኣሰሓሓብን`ዩ።ወላ እኳ ወለድና፡ “ጭብጢ የጫብጥ ማእሲ የገላብጥ” ቢሎም ተመሰሉ፣ዉርሻ ተኰነ ተውረሱና፣ዋርሳ ዉርሻ ግን ሰናይ…

ፈፀምቲ ጀኖሳይድ ክነቃልዕ ሻማ ሻማ ንበል!

እዚ መምልኢ ቅጥዒ እዚ ኣብ ዝሓለፉ ልዕሊ 21 ኣዋርሕ ኣብ ትግራይ ዝቐፀለ ጀኖሳይድ ትግራይ ብ ግቡእ መዝጊብካ ብምሓዝ፣ ፈፀምቲ እዚ ተግባር ዝኾኑ ግፍዐኛታት ብ ዓለም-ለኻዊ ሕጊ ንኽፍረዱ ምእንቲ እንፈልጦም ግዳያት…