ኣክሱም መንበረ ኣባ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን
“ካብ ማያዝያ 28, 2014 ዓ.ም. ጀሚሩ ንኽልተ መዓልትታት ክካየድ ዝቐነየ ጉባኤ መራሕቲ ሃይማኖት ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ትግራይ ዋና ቤት ፅሕፈት ጠቕላይ ቤተ ክህነት መንበረ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ትግራይ ኣብ ከተማ…
Narrating Tigray!
“ካብ ማያዝያ 28, 2014 ዓ.ም. ጀሚሩ ንኽልተ መዓልትታት ክካየድ ዝቐነየ ጉባኤ መራሕቲ ሃይማኖት ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ትግራይ ዋና ቤት ፅሕፈት ጠቕላይ ቤተ ክህነት መንበረ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ትግራይ ኣብ ከተማ…
ብ ኣብርሃም ብርሃነ ሎሚ መዓልቲ ዕልተ 4 ግንቦት 2022 ዓ/ም/ፈ፡ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ እንቁላል ፋብሪካ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ቤት እንዳ ኣቶ እንየው (በዓል ቤተን ንወ/ሮ ሰናይት ጳውሎስ) ብመስረት ዝነበረና…
ከም ክልተ ዝኣፉ ሴፍ’ውን ሓቅን ሓሶትን ይፈልይ`ዩ።’ ዝብልዎ ኣበዋት እማን ክትርዕሞን ሓንጎፋይ ኢልኻ ክትቕበሎን ዝገበር ብዙሕ ሳዕ ተራእዩን ተሰሚዑን እዩ።ብዛዕባ ታሪኽን ስለ ታሪኽን ብዙሕ ክበሃል ይከኣል እዩ፤እንተኰነ ኣሕፅር ከብሎ ክቕሰብ’የ።…
ክቡራትን ክቡራንን ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም፧ ከመይ ኣለኽን፧ ብምባል ናብ ቁውም-ነገረይ ብቐጥታ ክኣቱ እፈቱ።ርሑስ በዓል ፋሲጋ ንኣመንቲ እምነት ክርስትና እናበልኹ።ነቶም ኣመንቲ እምነት እስልምና ድማ ርሑስ ፆመ ሮመዳን ክገብረሎም ብምምናይ`የ። ከም`ቲ ኣብ…
ሚዛን መዝገበይ ሰላም ጥዕና ይሃበለይ እንዳ ዓይጋ! ኣብ እቲ ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ስርሐይ ኣመናግየ ደሃይ ዓዲ ከመዓዱ ኣብ ፌስቡክ ድሙንሙን ክብል ሓደ ዘሰክፍ ክንዲ ገደል ዝኸውን ጉዳይ ኣብ ሓንቲ መስመር…
እዛ ጽሕፍቲ ድማ ብምኽንያት ፆም ሮመዳን ክትኰነለይ እላቦ። መሸም፡ ደጃዝማች ሓሰን ዓሊ ኣብ ታሪኽ ዝግደስ ዝኰነ ይኹን ሰብ እፈልጦም’ዩ እብል።ንሶም ኣብ መበል 20 ክፍለዘመን ኣብ ፖለቲኻ፣ምምሕዳርን መስርሕ ምትርጓምን እጃሞም ቀሊል…