ትግራይን ኤርትራን
ትግራይን ኤርትራን ሓደ ጳጳስ ኣይነበረን ኢሎም ዝፅሕፉ ጸሓፍቲ ታሪኽ-እዚኣ ሓንቲ ካብ መረዳእታት ትኸውን ኢያ እብል።ካልእ እውን ኣሎ እዩ። ኣብ 1947(1939) ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝነበረ ዕግርግር ኣስመራ ብዝብል ዝፍለጥ
Narrating Tigray!
ትግራይን ኤርትራን ሓደ ጳጳስ ኣይነበረን ኢሎም ዝፅሕፉ ጸሓፍቲ ታሪኽ-እዚኣ ሓንቲ ካብ መረዳእታት ትኸውን ኢያ እብል።ካልእ እውን ኣሎ እዩ። ኣብ 1947(1939) ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝነበረ ዕግርግር ኣስመራ ብዝብል ዝፍለጥ
ክቡራት ክቡራንን ኣንበብቲ-ቕድሚ ሎሚ ብዛዕባ ኣቶ መንገሻ ብሩ ኣድሂበ ብኸፊሉ ታሪኾም ኣልዒለ ሓናጢጠ ምንባረይ ዝዝከር ጉዳይ እዩ።እንሆ ንሎሚ ድማ ብመሰረት ካብ ኣብ ማሕበራዊ መራኽቦ ዘለዉ መቕርባተይን ኣዕሩኽተይን ዝመጸኒ ሓበሬታ መሰረት፣ገለ…
4 – 1 – 2022 ኣደይ ኣኸዛ ገዘሀኝ ኣፍለይ፡መፄክን ከም ኣመለይ፧ ሰላም ክቡራትን ክቡራንን፡እንሆ ንሎሚ ድማ እዛ ትስዕብ ሓጻር ዝክረይን ናዕታ ስምዒተይን ሒዘልኹም መፄአ ኣሎኹ፣እሞ ንቀደም በሉታ! ኣብ`ዝሓለፈ ሳምንቲ…
እቲ ካልእ መሬፄን-ገጻት ወልቃይት ምስ ዝግላህ! ኣብ ጉዳይ ወልቃይት ኣድሂበ ዝክረይ ደሪኹኒ ዝጀምርክዎ ፅሑፍ፡እንሆ ሣልሳይ ክፋል በጺሑ ኣሎ። እሞ ደኣ ንሎሚ ብዛዕባ ኣቦይ ወልደኣብ ወልደማርያምን ፊተውራሪ ኣስረሰሀይ ኣምባየን፡ኣብ ከተማ ኣዲስ…
03 – 28 – 2022 ኣብራሃም ብርሃነ ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ፣ኣብ መስርሕ ምሕካም ብርሃን-ዓይኒ ንነዊሕ ዓመታት (ልዕሊ 50 ዓመት) ብቕንዕናን ብልዑል ሰብኣውነትን ርህራሔን ካብ ዘገልገሉ፡ክቡር ሓኪም ዓይኒ ኪሮስ ሙሉ መኰነን (ዶ/ር)…
03 – 26 – 2022 ኣብርሃም ብርሃነ ብዛዕባ ወልቃይት ፀገደ ኣድሂቦም ንዝመራመሩን ንዝፅሕፉን ገለ እትዋት ተኰኖም፡ካብ ዝብል ተቐሲበ እንሆ ሕጂ እውን ገለ ዉን ቢሉኒ ዝዘከርክዎ እሕንጥጥ እንሀኩ። ኣቐዲመ ግን ብዛዕባ…