ዓሰርተ ትእዛዛት ንፕሬዝዳንት ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ አቶ ጌታቸው ካሕሳይ ረዳ
ሙሉጌታ ወልደገብርኤል ሰብ ብገዛ ኢዱ (ሕርይኡ) ኣብ ዝባኑ ካብ ዘምፅኦም፣ ተመሊሶም ድማ ባሪያ ካብ ዝገበርዎ ነገራት ሓደ ስልጣን ወይ ድማ መንግስትነት ዝበሃል ነገር ይጥቀስ። መልክዑን ቁመቱን ብዘየገድስ ናይ ሰብ ተፈጥሮ…
Narrating Tigray!
ሙሉጌታ ወልደገብርኤል ሰብ ብገዛ ኢዱ (ሕርይኡ) ኣብ ዝባኑ ካብ ዘምፅኦም፣ ተመሊሶም ድማ ባሪያ ካብ ዝገበርዎ ነገራት ሓደ ስልጣን ወይ ድማ መንግስትነት ዝበሃል ነገር ይጥቀስ። መልክዑን ቁመቱን ብዘየገድስ ናይ ሰብ ተፈጥሮ…
ጉባኤ ጳጳሳት ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘትግራይ ኣብ ወፃእ ሃገራት ንዘለዉ ኣህጉራተ ስብከት ብፁዓን ኣቦታት ሊቃነ ጳጳሳት ሹመት ብምሃብ መዲቡ ኣሎ። በዚ መሰረት ፦ 1]…
ሕፅረት ኣቕርቦት መድሓኒትን ምግብን ከምኡ እውን ፀገም ኣተኣላልያ ውቕዓትን ዝተትሓሓዘ ሕሉፍ መረረት ዘለዎም ኣባላት ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ ብ ዕለት 12 መጋቢት፣ 2015 ዓም ሰለማዊ ሰልፊ ወፂኦም። ሕቶኦም ክምለሰሎም ዝጠለቡ ጀጋኑ…
ዶር. ተወልደብርሃን ገብረእግዚኣብሄር ብ ኣ/ፈ 19 ለካቲት 1940 ኣብ ክልል ትግራይ ኣውራጃ ዓድዋ ማይምሻም ዝበሃል ፍሉይ ቦታ ተወሊዱ ። ሓው እቲ ውሩይ ጸሓፊ ስብሓት ገብረእግዚኣብሄር እዩ ። ወዲ 11 ዓመት…
19 March 2023 Tigrai Development Association alongside UNICEF, Action for Social Development & Environmental Protection organization (ASDEPO) and Tigray Regional Health Bureau launched a project of life-saving integrated nutrition services…
ከተማ ማይጨው 10 መጋቢት 2015 ዓም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ዪኒሴፍ፤ ትካል ትግበራ ንማሕበራዊ ልምዓትን ሓለዋ ከባብን (ኣስዴፖ) ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይን ብምትሕብባር ኣብ ሰለስተ ወረዳታት…