Month: March 2023

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ምድሓን ሂወትን ዝተዋደደ ግልጋሎት ስነ መኣዛን ዕላዊ ኮይኑ።

ከተማ ማይጨው 10 መጋቢት 2015 ዓም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ዪኒሴፍ፤ ትካል ትግበራ ንማሕበራዊ ልምዓትን ሓለዋ ከባብን (ኣስዴፖ) ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይን ብምትሕብባር ኣብ ሰለስተ ወረዳታት…