Month: March 2023

ኣለሻ ሃለዋት ተጋደልቲ (ኣብ ልዕለይ ዝበፅሐ ዘሕዝን ተጓንፎ – ፪) 

ክፋል ክልተ ተጋዳላይ ኣለም ድሕሪ ውሑዳት መዓልትታት  ንተልእኾ ንተምቤን ይኸይድ ኣለኹ። ኣርሚ-60 ዋና መዋፈሪኣ ኣብ ተምቤን ስለ ዝኾነ ደሃይ ተጋዳላይ ኣስመላሽ ሓውካ ኣበየናይ ግምባር ተሰሊፉ ከም ዘሎ ድማ ኣፃርየ ክመፅእ…

ኣለሻ ሃለዋት ተጋደልቲ (ኣብ ልዕለይ ዝበፅሐ ዘሕዝን ተጓንፎ – ፩) 

ብ ፍትዊ መለስ ህዝቢ ክመሃረሉን ኣነ ድማ ፍትሒ ክረኽበሉን ኩሉ ሰብ ብፍላይ ደሃይ ተጋደልቲ ደቅኹም ዘይረኸብኩም፣ ስለ ተጋዳላይ ይስምዐና እዩ እትብሉን ብፍላይ ድማ ተጋደልትን ክተንብቦ ዝግብእ ዛንታ። 300-ገፅ መፅሓፍ እተንብቡ…