Month: March 2023

እንርሳው ወይእኔዎች ?

እንርሳው ወይ … አረሜናዊ ግፉንበትግራይ ምድር ላይ …በወራሪ አራዊቶች … የወረደውን ሀጢያትየደረሰውን ጭካኔ … የዘነበውን መዐትደረሰ ወይ በናንተ … ደረሰ እንጂ በኔ            እኔ ማለት ? …… ሚሊዮኖች እኔ  … አለን…

ካብ ነፀላኻ ተፅሪ ልብኻ ኣፅሪ!

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል (ቀዳማይ ክፋል) መዓልቲ እናቖፀርካ፣ ብፀልማት ምስ ከልብን ምስ ዝብእን እናተዳፋእኻ፣ ዕሾኽን በሊሕ እምንን እናረገፅካ፣ ንጉሆ ንጉሆ ነፀላኻ ሻሽ ኣምሲልካ (ኣፅሪኻ) ንቤተ ክርስቲያን ጉያ ሓደ ካብቶም ሃይማኖታዊ መለለዪ ህዝቢ…

ዓሰርተ ትእዛዛት ንፕሬዝዳንት ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ አቶ ጌታቸው ካሕሳይ ረዳ

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል ሰብ ብገዛ ኢዱ (ሕርይኡ) ኣብ ዝባኑ ካብ ዘምፅኦም፣ ተመሊሶም ድማ ባሪያ ካብ ዝገበርዎ ነገራት ሓደ ስልጣን ወይ ድማ መንግስትነት ዝበሃል ነገር ይጥቀስ። መልክዑን ቁመቱን ብዘየገድስ ናይ ሰብ ተፈጥሮ…

ስእሊ ካብ ማሕበራዊ ሚድያ

ጉባኤ ጳጳሳት ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ

ጉባኤ ጳጳሳት ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘትግራይ ኣብ ወፃእ ሃገራት ንዘለዉ ኣህጉራተ ስብከት ብፁዓን ኣቦታት ሊቃነ ጳጳሳት ሹመት ብምሃብ መዲቡ ኣሎ። በዚ መሰረት ፦ 1]…