Category: ትግ/ኣማ

ዜና ዕረፍቲ መጋቢ-ሓዲስ ኣስመላሽ ረዳ

ብ ኣብርሃም ብርሃነ #ዕረፍቲ መጋቢ-ሓዲስ ኣስመላሽ ድንገት ኣብ ገጻት ማሕበራዊ መራኽቦ ጓሎም እየ ፈሊጠ። ምስ’ዞም ክቡር ኣቦ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ድንገት ኣብ ዓዲ ሓቂ-ዓድዋ ፊት-ንፊት ተራኸብና።ኣብ ካምፖፖሎ ከባቢ ይርእዮም ብምንባረይ፡ብቐሊሉ…

ዛዕባ እሱራት ምፍታሕ

ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ፡ብምኽንያት በዓል ፋሲጋ እሱራት ክፍትሑ ገይሩ ኣሎ።እዙይ ድማ ክበራታዕ ዝግብኦ ስጉምቲ እዩ እብል። ወላ እኳ ኣብ ሳልሳይ ዓለም እሞ ድማ ኣብ ከም ኢትዮጵያ ዝኣመሰላ ሃገር ምእሳርን ምንግልታዕን…

ግዳያት

ብ ኣብርሃም ብ. ማንም ኤርትራዊ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያንን ስደተኛታትን ቀርኒ ኣፍሪቓን ዝኰኑ ግዳያት ነቲ ዘይተኣደነ ግፍዕታትን ዘይሕጋዊ ስርሓውትን ህግደፍ ዘሳስዮን መሓውራቱን መርበባቱን ኣዋፊሮም ከም ዝዓሙ ይፈልጡ እዮም።ኣይስሕትዎን ድማ እዮም።…

እንርሳው ወይእኔዎች ?

እንርሳው ወይ … አረሜናዊ ግፉንበትግራይ ምድር ላይ …በወራሪ አራዊቶች … የወረደውን ሀጢያትየደረሰውን ጭካኔ … የዘነበውን መዐትደረሰ ወይ በናንተ … ደረሰ እንጂ በኔ            እኔ ማለት ? …… ሚሊዮኖች እኔ  … አለን…

ካብ ነፀላኻ ተፅሪ ልብኻ ኣፅሪ!

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል (ቀዳማይ ክፋል) መዓልቲ እናቖፀርካ፣ ብፀልማት ምስ ከልብን ምስ ዝብእን እናተዳፋእኻ፣ ዕሾኽን በሊሕ እምንን እናረገፅካ፣ ንጉሆ ንጉሆ ነፀላኻ ሻሽ ኣምሲልካ (ኣፅሪኻ) ንቤተ ክርስቲያን ጉያ ሓደ ካብቶም ሃይማኖታዊ መለለዪ ህዝቢ…

ዓሰርተ ትእዛዛት ንፕሬዝዳንት ጊዜያዊ መንግስቲ ትግራይ አቶ ጌታቸው ካሕሳይ ረዳ

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል ሰብ ብገዛ ኢዱ (ሕርይኡ) ኣብ ዝባኑ ካብ ዘምፅኦም፣ ተመሊሶም ድማ ባሪያ ካብ ዝገበርዎ ነገራት ሓደ ስልጣን ወይ ድማ መንግስትነት ዝበሃል ነገር ይጥቀስ። መልክዑን ቁመቱን ብዘየገድስ ናይ ሰብ ተፈጥሮ…