ብርጌድ ንሓመዱ!
ተቀበለኒ ዝናረይ ኹላይ ሰናዲረይ ሓወይ ወዲ ኣደይ ኣይደኸምኩን ኣይበልኩን ረይረይ ጥይት መንዚዕዋ ተቓላሲት ኢደይ ደመይ ይፍሰስ ይስተዮ መሬት ዓዲ ኣቦይ ኾላይ ወላዲተይ የብቑል ፍዮሪታት ዝብል ለይለይ:: ኣብ ዘለኻ ኣሊኻ ኣብ ሩሑቅ ይኹን ቀረባ ይመችው ወይ ይኽፋእኻ ተቀበለኒ ዝናረይ ታዓጠቅ ብረተይ ኹን ፈዳይ ሕነይ: ሕድሪ ኣለካ ናይ ስውኣት ኣሕዋትካ/ኣሓትካ ከይኣክል ናይ ባዕዳውያን መፅቐጥቲ ዝበኣሰ ናይ ውሽጢ ፀላእቲ ኹላይ ላንጋ ላንጋ መንጨብጨብቲ ብደም ስውኣት ነገድቲ ሃገር ንኽሸጡ ዝብሉ ላዕሊ ታሕቲ:: ደምስሶም ተለዓል ደምስሶም ካብቶ ሃፄያውያን ዝገደዱ ንሶም:: ኣብ ዘለኻዮ ዓርድ ሎንደን በሎ ሲያትል: ስዊድን በሎ ጊስን:…