Category: ትግ/ኣማ

ታሪኽ ኣፍ ኣሎዎ ይዛረብ`ዩ፡

ከም ክልተ ዝኣፉ ሴፍ’ውን ሓቅን ሓሶትን ይፈልይ`ዩ።’ ዝብልዎ ኣበዋት እማን ክትርዕሞን ሓንጎፋይ ኢልኻ ክትቕበሎን ዝገበር ብዙሕ ሳዕ ተራእዩን ተሰሚዑን እዩ።ብዛዕባ ታሪኽን ስለ ታሪኽን ብዙሕ ክበሃል ይከኣል እዩ፤እንተኰነ ኣሕፅር ከብሎ ክቕሰብ’የ።…

ሌተናንት ጀነራል እያሱ መንገሻ ብሩ ወልቃይቴ እንክዝከሩ

ክቡራትን ክቡራንን ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም፧ ከመይ ኣለኽን፧ ብምባል ናብ ቁውም-ነገረይ ብቐጥታ ክኣቱ እፈቱ።ርሑስ በዓል ፋሲጋ ንኣመንቲ እምነት ክርስትና እናበልኹ።ነቶም ኣመንቲ እምነት እስልምና ድማ ርሑስ ፆመ ሮመዳን ክገብረሎም ብምምናይ`የ። ከም`ቲ ኣብ…

ዶ/ር ዮውሃንስ ኮልመዲን፡ኣብ መዳይ ቋንቋን ታሪኽን

ቀዳማይ ክፋልክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም፧ ሰላም ክትብሉኒ ተስፋ እናገበርኹ፡ናብ ጉዳየይ ከብለኩም እፈቱ።ብዛዕባ ዶ/ር ዮውሃንስ ኮልመዲን ሰሚዕኩም ወይ ኣንቢብኩም ትፈልጡ ኢኹም እብል።እቲ ምንታይ-ሲ፡ኣብ መዳይ ታሪኽን ቋንቋን ምድረ-ሓበሻ፡ ዝገብሮ ደርማስ…

ትግራይን ኤርትራን

ትግራይን ኤርትራን ሓደ ጳጳስ ኣይነበረን ኢሎም ዝፅሕፉ ጸሓፍቲ ታሪኽ-እዚኣ ሓንቲ ካብ መረዳእታት ትኸውን ኢያ እብል።ካልእ እውን ኣሎ እዩ። ኣብ 1947(1939) ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝነበረ ዕግርግር ኣስመራ ብዝብል ዝፍለጥ