መልእኽቲ ንኣይተ ኣባይ ግደይ
ብ ፀጋዝኣብ ካሕሱ ኣሰፋ (ኣቦ-ወንበር ውድብ ባይቶ ዓባይ ትግራይ -ባይቶና) እዚ ፅሑፍ ብ ሓፈሻ ናይ እቲ ፀሓፊ ርእይቶ ጥራሕ እዩ። ኣይተ ኣባይ ግደይ ካብቶም ኣብ ዳያስፖራ ኮይኖም ዝቃለሱን ኣብቲ ናይ…
Narrating Tigray!
ብ ፀጋዝኣብ ካሕሱ ኣሰፋ (ኣቦ-ወንበር ውድብ ባይቶ ዓባይ ትግራይ -ባይቶና) እዚ ፅሑፍ ብ ሓፈሻ ናይ እቲ ፀሓፊ ርእይቶ ጥራሕ እዩ። ኣይተ ኣባይ ግደይ ካብቶም ኣብ ዳያስፖራ ኮይኖም ዝቃለሱን ኣብቲ ናይ…
ሃይማኖት ተኮር አለመግባባቶችን ለመፍታት የሚደረጉ ጥረቶች በተጠናከረ መልኩ እንዲቀጥሉ የቀረበ ጥሪ ቀረበ።
ሙሉጌታ በሪሁን እወ ከም ተጋሩን ከም ማሕበረሰብን አመለኻኽታናን አታሓሳስባናን ነጽሪ ንለወጥ፣ለውጢ ካባይ፣ ካባኻ፣ ካባኺ ይጅምር አየነኦም እዮም ሙሁራት? መን እዩ ሙሁር, መን እያ ምህርቲ ? እቶም ግዚኦምን ግዜ ስድርኦምን፣ ብሕታዊ…
“ካብ ማያዝያ 28, 2014 ዓ.ም. ጀሚሩ ንኽልተ መዓልትታት ክካየድ ዝቐነየ ጉባኤ መራሕቲ ሃይማኖት ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ትግራይ ዋና ቤት ፅሕፈት ጠቕላይ ቤተ ክህነት መንበረ ሰላማ ካሳቴ ብርሃን ትግራይ ኣብ ከተማ…
ብ ኣብርሃም ብርሃነ ሎሚ መዓልቲ ዕልተ 4 ግንቦት 2022 ዓ/ም/ፈ፡ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ እንቁላል ፋብሪካ ኣብ ዝርከብ መንበሪ ቤት እንዳ ኣቶ እንየው (በዓል ቤተን ንወ/ሮ ሰናይት ጳውሎስ) ብመስረት ዝነበረና…
ከም ክልተ ዝኣፉ ሴፍ’ውን ሓቅን ሓሶትን ይፈልይ`ዩ።’ ዝብልዎ ኣበዋት እማን ክትርዕሞን ሓንጎፋይ ኢልኻ ክትቕበሎን ዝገበር ብዙሕ ሳዕ ተራእዩን ተሰሚዑን እዩ።ብዛዕባ ታሪኽን ስለ ታሪኽን ብዙሕ ክበሃል ይከኣል እዩ፤እንተኰነ ኣሕፅር ከብሎ ክቕሰብ’የ።…