Author: aiga

የለመደች ጦጣ ሁልጊዜ ሽምጠጣ ……

በ ሙሉቀን ወልዴ አብይ አህመድ የመሰለ አፉን ከፍቶ የሚያላግጥ መሪ በኢትዮጵያ ታሪክ ውስጥ ምናልባትም የመጀመሪያው ሰው ሳይሆን አይቀርም፡፡ አብይ በየጊዜው የሚሰጣቸው ትንተናዎችና ንግግሮች ተከታትያለሁ፤ መሰረታቸው ግልብ ከመሆናቸው በላይ እራስ በራሱ…

ናብ ዝኸበርኩም ውድባት ትግራይ

ብ ሙሉጌታ ውድብ ህወሓት፣ሳልሳይ ወያነ ትግራይ፣ባይቶና፣ውድብ ናጽነት ትግራይን፣ኢሮብ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲን አቐዲመ ዝኸበረ ሰላምታይ የቅርብ።ብምቅፃል ዘለኒ ትምኒት ፖለቲካዊ ባህገይ፣እሞ ድማ ንመጻኢት ብርህቲን፣ምዕብልቲን ትግራይ ይጠቅም ዝብሎ ሓሳበይ ክገልጽ ስምዑኒ። ብወገነይ ትግራይና ፫…

“ስለ ትግራይና ንዛረብ” ፩ – ክፋል

ብ ሙሉጌታ አንታ ጨኒቑና ኮ ? ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን ሎሚ ዝወርዶ ዘሎ መከራን ግፍዒን፣ከም ሙሁራት፣ከም መናእሰይ፣ከም ዜጋታት አፍና ሎጔምና፣ጽባሕ ሕዝብና ከም “አርሜናዊያን” ህልውናና ካብ መረበቱ ተሓኺኹ፣በቢ ሃገሩ ተሰዲድና ቋንቋናን፣ ባህልናን…

ኣዳዲ ማርያም ዓመታዊ ንግስና ክሳለሙ ዝኸዱ ብኦነግ ሽኔ ከም ዝተጨወዩ መሰኻኽር ዓይኒ ኣረዲኦም።

ብ ኣብርሃም ኣብ’ዚ ቕነ እዚ፡ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣዳዲ ማርያም ዓመታዊ ንግስና ክበፅሑን ክሳለሙን ዝኸዱ ዜጋታት ብኦነግ ሽኔ ከም ዝተጨወዩ መሰኻኽር ዓይኒ ኣረዲኦም። ኣብ ወርሒ ጥሪ ዕለት 21 ዓመት ዓመት ብድሙቕ…