ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

ማማ ፅዮን ዓንዶም ሚካኤል፡ሎሚ (ታሕሳስ 2- 2015 ዓም) ሓመድ ኣዳም ለቢሰን።

ብ ኣብርሃም ብርሃነ “ወድ ሰብ ሓመድ እዩ፡ናብ ሓመዱ ድማ ይምለስ” ዝብል ብሂል ኣበው እማን ምኳኑ ኣብ ማንም ፍጡር ትርእዮን ትሰምዖን ጉዳይ’ዩ። እንሆ ድማ እተን በዓልቲ ሃበባ ዝኰና ማማ ፅዮን፡ጉዕዞ ህይወተን…

ክብርቲ ኣዴና፡ማማ ፅዮን ሚካኤል-ዓንዶም፡ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልየን::

ኣብርሃም ብርሃነ ማማ ፅዮን ኣብ ታሪኽ ባህላዊ ኣለባብሳ ትውፊቱ ሓሊዩ ክቕፅልን  ብምዕሩግ ኣገባብ ተሰንዩ ክኸይድን ዕዙዝ ኣበርኽቶ፡ካብ ዝገበራ ደቂ ኣንስትዮ-ፊተውራሪት እየን። ብተወሳኺ ኣብ ሰናይ ተግባራት ዝተዋፈረ ማሕበር ዋዕዊዕሉ ኣብ ዝነበረሉ…

ሕቶ ኣሎኒ!

ብ ኣብርሃም ብርሃነ ሰላም ክቡራት ኣዳለውቲ፡ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም፧ ኣብ መደበር ተለቪዥን THM ጋዜጠኛ ሚሚ ስብሃቱ ከም ጋሻ ኰይና ከም ትቐርብ ተሓቢሩ ኣሎ።እሞ ዝተቐርጸ እኳ ዝመስል ተኰነ ግን ካልኣይ ዕድል ምሕታት…