ዘድልዮም ኣብዚ ውዕሽጢ ሳንዱቕ ይፅሓፉ፥ ናብ ካሊእ ፕሮግራም ኮፒ ገይርኩም (email, SMS, Facebook…) ተጠቐሙ። https://ethioadvocate.com/editor

ፖለቲካ ትግራይ

ብ ብርሃነ ወልደሂወት፥ ፖለቲካ ትግራይ ብዙሓት መሰከፍቲ ነገራት ዘለዉዎ እዩ። ኣብ መንግስቲ ትግራይ፣ ብሄራውያን ኢና ዝብላ ውድባት ትግራይን ካልኦት ልሂቃትን ትግራይ ዘለዎም ውሽጣዊ ሕመቓት ፖለቲካ ብጣዕሚ መሰከፍቲ እዮም። እዞም መሰከፍቲ…

ማማ ሰናይት ጳውሎስ፡እንቋዕ ንመበል 88 ዓመትክን ብሰላም ኣብፅሓክን። 

ክቡራት ኣንበብቲ መርበብ ሓበሬታ ዓይጋ፡ንሎሚ ሓፂር ሓበሬታ ክህበኩም እፈቱ። ንሱ ድማ እዘን ኣብ ስእሊ ትርእይወን ዘሎኹም ማማ ሰናይት ጳውሎስ ይበሃላ።ጓሎም ንክቡር ኣቶ ጳውሎስ መንኣመኖ እየን። ንስም ጳውሎስ መንኣመኖ ዘይፈልጥ ክህሉ…

ማማ ፅዮን ዓንዶም ሚካኤል፡ሎሚ (ታሕሳስ 2- 2015 ዓም) ሓመድ ኣዳም ለቢሰን።

ብ ኣብርሃም ብርሃነ “ወድ ሰብ ሓመድ እዩ፡ናብ ሓመዱ ድማ ይምለስ” ዝብል ብሂል ኣበው እማን ምኳኑ ኣብ ማንም ፍጡር ትርእዮን ትሰምዖን ጉዳይ’ዩ። እንሆ ድማ እተን በዓልቲ ሃበባ ዝኰና ማማ ፅዮን፡ጉዕዞ ህይወተን…