ኢትዮጵያ እንደ ሃገር ህዝቦቿ እንደ ህዝብ የሚፀፀቱበት ቀን
ኣብዛኛው ኢትዮጵያዊ የራሴ ብሎ የሚያመልካቸው ሃይማኖቶች በዋናነት ተቀብላ ያሰራጨች ኣክሱም፤ የስልጣኔ ብቻ ሳትሆን የሃይማኖትና እምነት ማእከልነቷም ኣክሊለ ዘውዷ እንደ ተሸከመች ኖራለች፡፡ በየትኛውም ዓለም የማይገኙ ኣክሱም ብቻ የተጎናፈቻቸው ዕምቅ ሚስጥራት ኣሁንም…
Narrating Tigray!
ኣብዛኛው ኢትዮጵያዊ የራሴ ብሎ የሚያመልካቸው ሃይማኖቶች በዋናነት ተቀብላ ያሰራጨች ኣክሱም፤ የስልጣኔ ብቻ ሳትሆን የሃይማኖትና እምነት ማእከልነቷም ኣክሊለ ዘውዷ እንደ ተሸከመች ኖራለች፡፡ በየትኛውም ዓለም የማይገኙ ኣክሱም ብቻ የተጎናፈቻቸው ዕምቅ ሚስጥራት ኣሁንም…
ስራሕቲ ፅገና መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም ቐልጢፉ ብዘይምጅማሩ ኣብ መነባብሮና ከቢድ ፅልዋ ኣሕዲሩልና -ነበርቲ ከተማ ኣኽሱም መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብወገኑ ሓፈሻዊ ስራሕቲ ፅገና መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ ፬ይ…
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ብፍሉይቲ ልኡኽ ምብራቕ ኣፍሪካ ሳኒ ሎን ሀርት/Sanne Lowen hardt/ ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኔዘርላድስ ዘትዮም። ፕረዚደንት ጌታቸው ድሕሪ ኲናት ዘሎ ህሉው ኩነታት ፀጥታ፣ ምኽባር ሉኣላዊነት፣ ምምላስ ተመዛበልቲ…
ሙሉጌታ ወልደገብርኤል መተሓሳሰቢ፥ ተዓዘብቲ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ጌታቸው ካሕሳይ ረዳን ብመሪሕነት ህወሓት ዝተጣየሸ ኣድሏዊ ጊዜያዊ ምምሕዳርን ዘስምዕዎ ናይ ተቓውሞ ድምፂ መራሕቲ ህወሓት ኮኑ ካድረታቶም የጋውሕዎ ምስ ዘለዉ ፀለመታት መበገሲኡ ኾነ…
ሕወሓት ሎሚ ዘላትሉ ኩነታት ዕንይንይ ዝገልፆ ኣይኮነን። እቲ ዘላትሉ ሓቃዊ ባይታ ሓንቲ መኪና ኮምፓሳ ጠፊእዋ ፣ ነዳዲ ወዲኣ ፣ ሞዴላ ኣሪጉ ዓደግቲ ናብ ካልኦት ሞዴላት ምቁማት ኣብ ዝኣተዉሉ ዘበን ዘላ…
ሙሉጌታ ወልደገብርኤል መተሓሳሰቢ፥ ምጥያሽ ኣማኻሪ ካውንስል (ኮታ ሰብ ድርሻ ኣካላት) ብዝምልከት ዝቐርብ ዝኾነ ይኹን ሓሳብ ከም መማረፂ ቐሪቡ ቅቡነት ክህልዎ ዝኽእል ዓላማን ተልእኾን ናይቲ ዝጥየሽ ካውንስል ከም ዝውስኖ ምርዳእ ኣዝዩ…