ህያው ስራሕቲ ጋዜጠኛ ታኣምራት የማነ (ታኣምራት ዓይጋ)
ስራሕቲ ነብስ-ሔር ጋዜጠኛ ታኣምራት የማነ ኣብ እቶም ኣዝዮም ፀለውቲ ዝብሃሉ ጉዳያት ዘተኮረን ኣዝዩ ዓሚውቕ ምርምር ዝሓትቱን ዓውድታት ኣድማዒ ለውጢ ዘምፅአ ትጉህ ጋዜጠኛ ነይሩ። ከም ኣብነት እንተጠቒስና እኳስ መደብ መእሙናይ ዘይንኳሕኩሖ…
ህይወት ታሪኽ ነብስ-ሔር ጋዜጠኛ ታኣምራት የማነ
ነባርን ሙኩርን ጋዜጠኛ ታምራት የማነ ተሰንዩ። 10 መስከረም 1965 ዓ.ም ኣብ ከተማ መቐለ ዝተወለደ ነባርን ሙኩርን ጋዜጠኛ ታምራት የማነ ኣብ ድምፂ ወያነ ሓዊሱ ኣብ ብርክት ዝበሉ ሚድያታት ብሞያ ጋዜጠኝነት ሰሪሑ…
Letter of Appeal to FAO DG on Congratulating Prime Minister Abiy Ahmed
Honorable Dr. Qu Dongyu Director General, Food and Agriculture Organization The United Nations Email [email protected] Your Excellency, As Director General of FAO, on January 28, 2024, you congratulated Prime Minister Abiy…
The chair
The wobbly chair is speaking from the intensive care To the Chair who sat on it for years, With the weak and angry tone You’re too mean, cruel, heavy and…
ሓድሽ ወለዶ ይለብም!
ብዘይ ሕንቃቔ፣ ብዘይ ቄንጣ-ምንጢህዝበይ ዕማመት ጉልባብኪ ቀንጥጢክተምጽኢ ዘላቒ ሱር-ነቀል ለውጢ!ትግራይን ኤርትራን እንትሓብራዝኾነ-ይኹን ሓይሊ ከም ዝብንቁራፍሉጥ እዩ ብታሪኽ ኣርእየን፣ ዘመስከራ።ይኹን ድኣ እምበር ንኽልቲአን ኣድንቊሩ፣ከይነቕሓ ዓይነን ሸፊኑ፣ አዕዊሩ፣ይጻወተለን ኣሎ ጸላኢ ንሓዋሩ።መራሕተን ብሃተፍተፍ…