Category: Parent

The chair

The wobbly chair is speaking from the intensive care To the Chair who sat on it for years, With the weak and angry tone You’re too mean, cruel, heavy and…

ሓድሽ ወለዶ ይለብም!

ብዘይ ሕንቃቔ፣ ብዘይ ቄንጣ-ምንጢህዝበይ ዕማመት ጉልባብኪ ቀንጥጢክተምጽኢ ዘላቒ ሱር-ነቀል ለውጢ!ትግራይን ኤርትራን እንትሓብራዝኾነ-ይኹን ሓይሊ ከም ዝብንቁራፍሉጥ እዩ ብታሪኽ ኣርእየን፣ ዘመስከራ።ይኹን ድኣ እምበር ንኽልቲአን ኣድንቊሩ፣ከይነቕሓ ዓይነን ሸፊኑ፣ አዕዊሩ፣ይጻወተለን ኣሎ ጸላኢ ንሓዋሩ።መራሕተን ብሃተፍተፍ…