Category: Parent

ስእሊ ካብ ማሕበራዊ ሚድያ

ጉባኤ ጳጳሳት ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ

ጉባኤ ጳጳሳት ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዘትግራይ ኣብ ወፃእ ሃገራት ንዘለዉ ኣህጉራተ ስብከት ብፁዓን ኣቦታት ሊቃነ ጳጳሳት ሹመት ብምሃብ መዲቡ ኣሎ። በዚ መሰረት ፦ 1]…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ካልኦት መዳርግቲ ኣካላት ብምትሕብባር ፕሮጀክት ምስፍሕፋሕ ምድሓን ሂወትን ዝተዋደደ ግልጋሎት ስነ መኣዛን ዕላዊ ኮይኑ።

ከተማ ማይጨው 10 መጋቢት 2015 ዓም ማሕበር ልምዓት ትግራይ ምስ ትካል ገባሪ ሰናይ ዪኒሴፍ፤ ትካል ትግበራ ንማሕበራዊ ልምዓትን ሓለዋ ከባብን (ኣስዴፖ) ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይን ብምትሕብባር ኣብ ሰለስተ ወረዳታት…