Category: Geez language

ፋሽሽታዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሎሚ 18 ነሓሰ 2014 ዓም ብ ኣንፈት ደቡብ ትግራይ ቅሉዕ ወራር ከፊቱ።

ብ መንግስቲ ትግራይ ዝመሓደር ትካል መራኸቢ ሓፋሽ ቴለቭዥን ትግራይ ከምዝሓበሮ እቲ ወራር ልክዕ ሰዓት 11:00 ናይ ንጉሆ ናብ 18 ነሓሰ፣ 2014 ዓመተ ምህረት ዘውግሕ ለይቲ ከምዝኸፈቶ ሓቢሩ። ቅድም ኣቢሉ እውን…

ዝተፈለየ ሓሳብ ምስማዕ እዝኑ ዝኹርኩሖ ቤት ምኽሪ ብ/ክ/መ/ትግራይ 

ብክብሮም ብርሃነ – ስራሕ ፈፃሚ ብሄራዊ ባይቶ ዓባይ ትግራይ (ባይቶና)  መእተዊ፦  ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ትግራይ እቲ ዝለዓለ ስልጣን ዝወነነ ኣካል እዩ። ሰለስቲኦም…

የተኩስ አቁም ስምምነቱን ተላልፎ ለተኮሰብህ አጸፌታው ምላሽ ስጥበት

(Escalate to deescalate) ሙሉጌታ ወልደገብርኤል ድርድርና ሂደቶቹን በተመለከተ ከዚህ ቀደም “መፍትሔው፥ ምስርታ ሀገረ ትግራይ እውን ማድረግ ነው” በሚል ርእስ ለንባብ በበቃ ሰፊ ጽሑፍ ላይ በግርድፉ ያነሳሁት ነጥብ ነበር። ይኸውም፥ ተስማሙ…

የድርድሩ ዜና በአማራ ልሒቃን ሰፈር ሽብር የፈጠረበት ምክንያት ምንድ ነው?

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል አማራና ኦሮሞ የአንድ አባት ልጆች ነን፣ ደማችን አንድ ነው፣ አንድ ህዝብ ነን – “ኦሮ-ማራ”! እያሉ ተረታቸው ሲቀዱና ፕሮፓጋንዳቸው ሲነፉ የነበሩ የአማራ ልሒቃንና አጨብጫቢዎቻቸው ዛሬ 180 ዲግሪ ዞሮው ስለ…