Author: መዋእል ዜና

ከመይ ኢልና ንደቅስ?

ፀጋይ ገረመድህን እቶም ብዙሓት ኣብ ፌስቡክ ዝፈልጥዎ ‘ፀ’ 😊 ይብልዎ። “ፅሓፊ ተውኔት ሎሬት ፀጋይ ገብረመድህን” ወይ  ናይ እዚ ዘመን “ገብረህይወት ባይከዳኝ” እየ ከምዘይብለና እንታይ መረጋገፂ ኣለና? እንታይ መተኣማመኒ ሒዝና ንታኸስ?…