ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

        ጽዋእ-ሞት

ሓደ ኣለና ኢሎም      “ቴድሮስ! ቴድሮስ!” ክብሉ “ኢድ ዘይህብ ጅግና”        ኢሎም ክዕልሉ፣ ትግራይ ዕጽፊ ጌርና፣         ድማይ ሠሊስናሉ። ቴድሮስዶ ኣምሓራይ?      …

ህያው ስራሕቲ ጋዜጠኛ ታኣምራት የማነ (ታኣምራት ዓይጋ)

ስራሕቲ ነብስ-ሔር ጋዜጠኛ ታኣምራት የማነ ኣብ እቶም ኣዝዮም ፀለውቲ ዝብሃሉ ጉዳያት ዘተኮረን ኣዝዩ ዓሚውቕ ምርምር ዝሓትቱን ዓውድታት ኣድማዒ ለውጢ ዘምፅአ ትጉህ ጋዜጠኛ ነይሩ። ከም ኣብነት እንተጠቒስና እኳስ መደብ መእሙናይ ዘይንኳሕኩሖ…