Month: August 2023

ንስሃ የሚፀየፍ ሲኖዶስ

08/06/2023 ከሙሉቀን ወልደጊዮርጊስ የኢትዮጵያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን በትግራይ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ያካሄደውን የኤጲስ ቆጶሳት ምርጫ ላይ ለመምከር የጠቅላላ ሲኖዶስ ስብሰባ ለሃምሌ 25/2015 መጥራትዋ ሲነገር ከትግራይ እስከ ኦሮሚያ፤ ከአዲስ…

ብርጌድ ንሓመዱ!

ተቀበለኒ ዝናረይ ኹላይ ሰናዲረይ ሓወይ ወዲ ኣደይ ኣይደኸምኩን ኣይበልኩን ረይረይ ጥይት መንዚዕዋ  ተቓላሲት ኢደይ ደመይ ይፍሰስ ይስተዮ መሬት ዓዲ ኣቦይ ኾላይ ወላዲተይ የብቑል ፍዮሪታት ዝብል ለይለይ:: ኣብ ዘለኻ ኣሊኻ  ኣብ ሩሑቅ  ይኹን ቀረባ ይመችው ወይ ይኽፋእኻ ተቀበለኒ ዝናረይ ታዓጠቅ ብረተይ ኹን ፈዳይ ሕነይ: ሕድሪ ኣለካ ናይ ስውኣት ኣሕዋትካ/ኣሓትካ ከይኣክል ናይ ባዕዳውያን መፅቐጥቲ ዝበኣሰ ናይ ውሽጢ ፀላእቲ  ኹላይ ላንጋ ላንጋ መንጨብጨብቲ ብደም ስውኣት ነገድቲ ሃገር ንኽሸጡ ዝብሉ ላዕሊ ታሕቲ:: ደምስሶም ተለዓል ደምስሶም ካብቶ ሃፄያውያን ዝገደዱ ንሶም:: ኣብ ዘለኻዮ ዓርድ ሎንደን በሎ ሲያትል: ስዊድን በሎ ጊስን:…

ዘይወግሕ ወጋሕታ!

ኩኩናይ ዘይንቁወሉ መረበታ ገድሊ ምሸት ገድሊ ወጋሕታ ወላድ  ምግልጋል ፃዕሪ እንትጎታ ክሳብ ኣፈሞታ ኣብክንዲ ክንዲ ሓገዝ ምሃብ ዘውርድ እፎይታ ምሽምጣጥ ተፀጊዕኻ ኣብዝሞቀ ቦታ እናበልካ ባዕላ ዘምፀኦቶ ሸማሚታ ክተሽሞንምን ኣብ ገዛ…