Month: April 2023

ዛዕባ እሱራት ምፍታሕ

ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ፡ብምኽንያት በዓል ፋሲጋ እሱራት ክፍትሑ ገይሩ ኣሎ።እዙይ ድማ ክበራታዕ ዝግብኦ ስጉምቲ እዩ እብል። ወላ እኳ ኣብ ሳልሳይ ዓለም እሞ ድማ ኣብ ከም ኢትዮጵያ ዝኣመሰላ ሃገር ምእሳርን ምንግልታዕን…

ግዳያት

ብ ኣብርሃም ብ. ማንም ኤርትራዊ ነቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያንን ስደተኛታትን ቀርኒ ኣፍሪቓን ዝኰኑ ግዳያት ነቲ ዘይተኣደነ ግፍዕታትን ዘይሕጋዊ ስርሓውትን ህግደፍ ዘሳስዮን መሓውራቱን መርበባቱን ኣዋፊሮም ከም ዝዓሙ ይፈልጡ እዮም።ኣይስሕትዎን ድማ እዮም።…

መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ መስርሕ ሰፊሕ ምእካብ ሓበሬታን ቃለ-መጠይቓትን።

መንግስቲ ኣመሪካ ብወኪላቱን ተሓባበርቱን ገይሩ፡ኣብ መስርሕ ሰፊሕ ምእካብ ሓበሬታን ቃለ-መጠይቓትን፡ኣብ ምክያድ ከም ዝርከብ ይፍለጥ። ናብ ዝርዝሩ ብዙሕ ኣይኣቱን ግን ብሓፂሩ ነዙይ ዝስዕብ ይመስል። ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታትን ንብርክት ዝበሉ…

ንዝምልከቶም ኣካላት ትግራይ

ይብፃሕ ናብ: ኮሚቴ ጊዚያዊ ምሕደራ ትግራይ! እንካብ: ማህተመ ፍስሃ (ዶ/ር), USAክቡራት ኣሕዋት!ቅድሚ ኩሉ ኣብ ትግራይና ሰላም ንክሰፍንን ናይ መሊስካ ህንፀት ስራሕቲ ንክጅመሩን ኣብዘድሊየሉ ወሳናይ እዋን ሓላፊነት ተረኪብኩም ህዝብኹም እንካብ ጦርነት ናብ…