Month: February 2023

ትዕዝብቲ ኣብ ትግራይ፡

ብ ዲያስፖራ ዓይኒ ዋላኳ ጥልቀት ሳዕቤን እቲ ኲናት ኣብ ደገ ኮይነ እውን ይርዳኣኒ እዪ ኢለ ይሓስብ እንተንበርኩ እቲ ኲናትን ሳዕቤናቱን ዝኮነ ኣካል ካብ ደገ ክግምቶ ካብ ዝክእል ዝከፍአ እዩ፡፡ ኣሸንካይ…

ዲሞክራሲያዊት “ትግራይ” ንምህናፅ ውስጠ ዲሞክራሲ ዘይብሉ መሪሕነት ህወሓት ምቅባፅ

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል ሓደ ስርዓት “ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ‘ዩ!” ክበሃል ከሎ ካሊእ ዘይኮነ ሓደ መንግስቲ ብሽምን ሽፋንን ሕግን መንግስትነትን ከምኡ ድማ ብሽም ህዝቢ ዝሰርሖምን ዘከናውኖምን ሀገራዊ ዋኒናት ህዝቢ ናይ ምፍላጥ መሰል ስለ…