Month: February 2023

“ስለ ትግራይና ንዛረብ” ፩ – ክፋል

ብ ሙሉጌታ አንታ ጨኒቑና ኮ ? ትግራይን ሕዝቢ ትግራይን ሎሚ ዝወርዶ ዘሎ መከራን ግፍዒን፣ከም ሙሁራት፣ከም መናእሰይ፣ከም ዜጋታት አፍና ሎጔምና፣ጽባሕ ሕዝብና ከም “አርሜናዊያን” ህልውናና ካብ መረበቱ ተሓኺኹ፣በቢ ሃገሩ ተሰዲድና ቋንቋናን፣ ባህልናን…

ኣዳዲ ማርያም ዓመታዊ ንግስና ክሳለሙ ዝኸዱ ብኦነግ ሽኔ ከም ዝተጨወዩ መሰኻኽር ዓይኒ ኣረዲኦም።

ብ ኣብርሃም ኣብ’ዚ ቕነ እዚ፡ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣዳዲ ማርያም ዓመታዊ ንግስና ክበፅሑን ክሳለሙን ዝኸዱ ዜጋታት ብኦነግ ሽኔ ከም ዝተጨወዩ መሰኻኽር ዓይኒ ኣረዲኦም። ኣብ ወርሒ ጥሪ ዕለት 21 ዓመት ዓመት ብድሙቕ…