Month: February 2023

ኣበዋት መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝብልዎ ኣለዎም።

ምንጪ ድ/ወያነ ተደፊእና ዘጣየሽናዮ መንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ሕዚ እውን ዝጀመርናዮ ምንቅስቓስ ንቕድሚት ኣጠናኺርና ክንቕፅል ኢና ክብሉ ሊቃነ ጳጳሳት ትግራይ ገሊፆም። እቶም ሊቃነ ጳጳሳት…

ካብ ግዱሳት ሙሁራን ትግራይ

ናብ፦ ኣሰናዳኢት ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ ግዱሳት ሙሁራን ትግራይ ዝቐረበ መበገሲ ሓሳብ መእተዊ ንቡዙሕ እዋናት እናተዋህለሉ ዝመፁ ፀገማትናን፤ ሳዕቤን እቲ ናይ ሐዚ ኲናት ዝኾኑ ዝተሓላለኹ ፀገማትን ተደማሚሮም እቲ ዘለናዮ ኩነታት…