Month: February 2023

ምርግጋጽ ተሓታትነት ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት፡ ዘይሕለፍ ቀይሕ መስመር እዩ።

ውልቃዊ ፃውዒት  መሓሪ ታደለ ማሩ  ትግራይ፡ ኣብዚ ሕዚ እዋን፡ኣብ ሞንጎ ተስፋን ተስፋ ምቑራፅን፣ ኣብ መንጎ ዕድላትን ድሕረ ኲናት ዝፍጠር ቕልውላውን መንቀራቕሮ ኣትያ ትርከብ። ልበ-ምልኡነት፣ ፍፁም ሓላፍነትን፣ ተዓፃፃፋይነትን ዝሓትት እዩ። መፃኢ…

እዋናዊ መግለፂ ውድብ ናፅነት ትግራይ ኣብ ጉዳይ ምቛም ግዚያዊ መንግስቲ

ኣብዚ ሰዓት እዚ መሪሕነት ህወሓት በይኑ ምስ ስርዓት ኢትዮጵያ ተላፊኑ ምስለኔ ሸዋ ዝኾነ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ክተክል ገዛ ዓፅዩ ላሕ ይብል ከምዘሎ ተረዲእና ኣለና፡፡ ፅንተት ህዝቢ ሃንዲሶም ዝፈፀሙ መራሕቲ ኢትዮጰያን…