Category: Articles

ኣቦን ወድን

ሻለቃ ዳዊት ወልደግዮርግስ፡”ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ የብሉን።…” ኢሉ ኣብ ኣኼባ ምዝራቡ ንብዙሓት ኣቆጢዑ ይርከብ። ሻለቃ ዳዊት “ራዛ ናይ ኣቦኻ ሓዛ!” ግዲ ኰይንዎ ንኣሰር ወላዲኡ ኣብኡ ተኰልኺልዎ ይርከብ። ኣብ ዘመነ…

ምስጢር እቲ  ኣብ ልዕሊ ህወሓት ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ጸለመ እንትቅላዕ፣!

©ብፍጹም ተኽላይ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ዝፈልጦም ዶክተር ሓሰን ኣደም ዝተባህሉ ዕድመን ቀለምን ጽግብ ዘበሉ ነበሩ። ዶክተር ሓሰን  ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ንልዕሊ 36 ዓመታት ዝነበሩን ኣብ ዝተፈለለዩ ስቴታት ‘ታ ሃገር  ኣብ…

ፖለቲካ ትግራይ

ብ ብርሃነ ወልደሂወት፥ ፖለቲካ ትግራይ ብዙሓት መሰከፍቲ ነገራት ዘለዉዎ እዩ። ኣብ መንግስቲ ትግራይ፣ ብሄራውያን ኢና ዝብላ ውድባት ትግራይን ካልኦት ልሂቃትን ትግራይ ዘለዎም ውሽጣዊ ሕመቓት ፖለቲካ ብጣዕሚ መሰከፍቲ እዮም። እዞም መሰከፍቲ…

ማማ ሰናይት ጳውሎስ፡እንቋዕ ንመበል 88 ዓመትክን ብሰላም ኣብፅሓክን። 

ክቡራት ኣንበብቲ መርበብ ሓበሬታ ዓይጋ፡ንሎሚ ሓፂር ሓበሬታ ክህበኩም እፈቱ። ንሱ ድማ እዘን ኣብ ስእሊ ትርእይወን ዘሎኹም ማማ ሰናይት ጳውሎስ ይበሃላ።ጓሎም ንክቡር ኣቶ ጳውሎስ መንኣመኖ እየን። ንስም ጳውሎስ መንኣመኖ ዘይፈልጥ ክህሉ…