Category: Articles

ጀግና መን ወለዶ

ሓሞት ወይስ ኣዶ?  ኻበይ ይውለድ ጀግንነት ኻብ ተሽከሞካዮ ፆር ኽብደት ብረት እንተዘይኾነስ ኢስብኣዊ ውርደት:: ኻብ ዝብላዕ ምስኣን ጥምየት ኻብ እርቃን ድኽነት ኻብ ዐልየት ጭቆና ባርነት ምሕሮ የለ ዕድገት ሕክምና ኣልቦ ሞት ድንገት:: ጀግና ኣቦ ኣይብሉን ኣዶ ሓሞት የብሉን ዘንድዶ እኻዳኣ ሓቦ ምስነደዶ:: ብረት ንኽእጠቅ ዝግደድ ኸሳድድ ንኽሳደድ ኽድይብ ንኽወርድ ኽፋሗኽ መሬት መሬት ፀላዒ እንትገጥሞ ፊት ንፊት መዳፍዕ እንትውርወር ንቅድሚት: ቡምባታት እንትባራዕ ሓዊ የማን ፀጋም እንትባላዕ:; መሬት ስማይ እንትደባለቅ ልቢ እንተንፈርፍር እንትጭነቅ ኸምጨጎራ ንቅድሚት  እንትፋሗኽ ንድሕሪት ወይ ፈንትኽ:: ቆላሗ እንትብል ኽዝክር  እንታይ ኣሎ ተገደፈ ብድሕሪት ዘይችግር ለካስ ኣለኹ እናበለ ጠጠው ኢሉ ሞት  ሞትንሞቱ መረፀ ናይፀላኢ ጥይት:: ዘሊሉ ትጠጉግ ዓሣ ኸምዝረኣየ ዐንጉግ::…

ኣውራ ደሮ!

ቀኑን ያለቀበት ኣውራ ዶሮ ቁንጩን ሺቅብ ገትሮ ኣቦራ ሲረጭ ጭሮ ጭሮ: እንደ ቢራቢሮ: ቀይ ብጫ ኣረንጓዴ ክንፍን ገትሮ: ፈክሮ ፈክሮ: በስማይ ከንፎ በሮ ጏሮ ለጏሮ ተሽከርጅሮ ማን ኣለ ከኔ ሌላ ዘንድሮ ሄደ ሊዋጋ ከቀበሮ ለምን ቅምጢትዋን በላህብኝ ብሎ:: መስሎት እንደኣመሉ እንደወትሮ: ቀንዝሮ ቀንዝሮ ሲደፈጥጥ እንስትዋ ደሮ ጫጭቶችዋን ኣባሮ:: እየተዝመገመገ ቀበሮ ጉድጋድ ጥልቅ የጭን ገረዲቱን ሊነቅ:: ታድያ ቢጠብቅ: ቢጠበቅ  እግረኛ ሠራዊት እርሱን የሚያደንቅ ኣሸናፊ ኣለቃ ከጉድጏድ ሊል ብቅ: ቢጠብቁ ቢጠብቁ እንካን ኣውራ ደሮ ክንፍም አልወጣም ተስፈንጥሮ: ለካስ የኖሩት እድሜ ልክ  በቅዠት መቀምቅ ነገር ዓለሙ ጠንቀ ቅ  ብለው ሳያውቁ: ኣውራ ደሮው ትልቁ እዝያው ከጉድጏድ ድብን ብሎ ማለቁ:…