Category: Articles

ኣዳዲ ማርያም ዓመታዊ ንግስና ክሳለሙ ዝኸዱ ብኦነግ ሽኔ ከም ዝተጨወዩ መሰኻኽር ዓይኒ ኣረዲኦም።

ብ ኣብርሃም ኣብ’ዚ ቕነ እዚ፡ኣብ ቤተ ክርስትያን ኣዳዲ ማርያም ዓመታዊ ንግስና ክበፅሑን ክሳለሙን ዝኸዱ ዜጋታት ብኦነግ ሽኔ ከም ዝተጨወዩ መሰኻኽር ዓይኒ ኣረዲኦም። ኣብ ወርሒ ጥሪ ዕለት 21 ዓመት ዓመት ብድሙቕ…