ዓድዋ
እዛ ዓድዋ ዝብልዋ ግዛዕ አለዋ አይትኺድዋ አይትምጽእዋ እንተ አቲኹምዋ አይትወጽዋ ኢሉኹም ‘ት ልዋ ብዘየማትእ ጽዋ እምቢ በልኩም ዋ በሉ ሳሐንዋ ክትፎ ደቡብ ስጋ ቁልዋ አሞራ ሰማይ ተቐሊብዋ እንተ ‘ታ ናይ…
Narrating Tigray!
እዛ ዓድዋ ዝብልዋ ግዛዕ አለዋ አይትኺድዋ አይትምጽእዋ እንተ አቲኹምዋ አይትወጽዋ ኢሉኹም ‘ት ልዋ ብዘየማትእ ጽዋ እምቢ በልኩም ዋ በሉ ሳሐንዋ ክትፎ ደቡብ ስጋ ቁልዋ አሞራ ሰማይ ተቐሊብዋ እንተ ‘ታ ናይ…
ፀጋይ ገረመድህን እቶም ብዙሓት ኣብ ፌስቡክ ዝፈልጥዎ ‘ፀ’ 😊 ይብልዎ። “ፅሓፊ ተውኔት ሎሬት ፀጋይ ገብረመድህን” ወይ ናይ እዚ ዘመን “ገብረህይወት ባይከዳኝ” እየ ከምዘይብለና እንታይ መረጋገፂ ኣለና? እንታይ መተኣማመኒ ሒዝና ንታኸስ?…
ዋእ አንታ እዚ ወዲስ እንታ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ? ብኸመይ ከ እዩ ምስ አርሜንያ, ሃገርና ኤርትራ አራኺብወን ? እትብሉ እሕዋትን፣አሓትን ድማ አይክትሳአኑን ። እወ አነ ሓደ ትግራዋይ እዬ።ከምቲ ሓደሓደ ኤርትራዊያን…
ዎልፍ ዋገን ህዝቢ ትግራይ፥ ካብ መበቆሉ ጀሚሩ ዓርሰ ምሕደርኡ አረጋጊጹ ዝሓደረ ሉኣላዊ ህዝቢ ንሙኻኑ መሰኻኽር ዘድልዮ ኣይኮነን። ታሪኽ ከም ዝሕብሮ ህዝቢ ትግራይ፥ ካብ ተጽዕኖ ናይ ደገ ሓይልታት ነጻ ዝኾነ ናተይ…
ሙሉጌታ ወልደገብርኤል የጽሑፉ ዓላማ፥ ጎበዝ፥ በዓለማችን ታሪክ ታይቶም ተሰምቶም በማይታወቅ ሁኔታ ኢትዮጵያ የጎረቤት አገራትና መንግስታት አስተባብራ መጥታ በግዛትዋ ውስጥ ይኖር በነበረ ህዝብ (በትግራይ ህዝብ) ላይ የፈፀመችው ወረራ ግቡ ቢመታ፣ እንዳቀዱትም…
ሙሉጌታ ወልደገብርኤል ዓላማ ናይዚ ፅሑፍ፥ ኩልና ከም ንፈልጦ ህልው ኩነታት ዓድና ሓድ ሓደ ጉዳያት ኣልዒልና ብቑልዕ ንኽንመያየጥ፣ ሃናፃይ ብዝኾነ መልኽዑ ንኽንወቓቐስ ዝፈቅድ ብዘይ ምዃኑ ቅድሚ ሕዚ ብዕሙቀት ዘየልዓልናዮም መመያየጢ ዛዕባታት…