ዘድልዮም ኣብዚ ውዕሽጢ ሳንዱቕ ይፅሓፉ፥ ናብ ካሊእ ፕሮግራም ኮፒ ገይርኩም (email, SMS, Facebook…) ተጠቐሙ። https://ethioadvocate.com/editor

ዝክሪ፡ኣርካን ምሁር፡ኣቶ ገብረኽርስቶስ ተኽለሃይማኖት፡ካብ ባሕሪ ብጭልፋ

ክቡራትን ክቡራንን፣ብዛዕባ ኣቶ ገብረኽርቶስ ኣድሂበ ክፅሕፍ ካብ ዝብል ጊዜ ኣይቐለንን`ዩ። እንተኰነ ሕልፍ ሕልፍ ቢለ ሕጽር ዝበሉ ጽሑፋትን እፈታትን ምንባረይ ትዝ እብለኒ።   ብዝኰነ ንሎሚ እውን ብዙሕ ናብ ዝርዝር ኣይክኣቱን’የ።ምኽንያቱ፡ብዛዕባ ኣቶ…