ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

ዶ/ር ዮውሃንስ ኮልመዲን፡ኣብ መዳይ ቋንቋን ታሪኽን

ቀዳማይ ክፋልክቡራትን ክቡራንን ኣንበብቲ ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም፧ ሰላም ክትብሉኒ ተስፋ እናገበርኹ፡ናብ ጉዳየይ ከብለኩም እፈቱ።ብዛዕባ ዶ/ር ዮውሃንስ ኮልመዲን ሰሚዕኩም ወይ ኣንቢብኩም ትፈልጡ ኢኹም እብል።እቲ ምንታይ-ሲ፡ኣብ መዳይ ታሪኽን ቋንቋን ምድረ-ሓበሻ፡ ዝገብሮ ደርማስ…