ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

ትግራይ ከአማራ ልሒቃን ጋር ያላት ችግር የምትፈታበት መንገድ አጭርና ግልጽ ነው

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል የትግራይ ህዝብ በአማራ ህዝብ ያለው እይታና አመለካከት እውነት ስለሆነ ከዚህ ቀደም በተደጋጋሚ እንደገለጽኩት አሁንም ደግሜ እላለልሁ። ይኸውም፥ ሰማይ ዝቅ መሬት ከፍ ብትል የትግራይ ህዝብ፥ የአማራ ህዝብ ጠላቴ ነው…

“ትብፃሕ ንመንእሰይ ወለዶ ትግራይ”

ሙሉጌታ በሪሁ ትግራይን ተጋሩን ንውሕ ዝበለ ታሪክ ዘለና አህዛብ እንትንከውን፣ታሪክና፣ሓድግታትናን፣ክብርናን ዝገልጹ ብኢድ ዝድህሰሱ፣ብዓይኒ ዝርአዩ አብ መሬት ዝርከብ ቅርስታትና፣ነባራይ ባህልታትናን፣ፊደላትናን፣ሃይማኖታዊ አስተምህሮታትና ካብ ውሉድ ንወለዶ እናተማሓላለፉ ናብዚ እዋና እዙይ በጺሖምስ፣ንጥቀመሎምን፣ንጽሕፈሎምን እኳ አለና።…