ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

እዛ ንሳልሳይ ጊዜ ኣብ ርእሴና ከፊተምዋ ዘለዉ መጥቃዕቲ መጥፍኢቶም ክንገብራ ኣለና

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል ዓላማ ናይዚ ፅሑፍ፥ ኩልና ከም ንፈልጦ ህልው ኩነታት ዓድና ሓድ ሓደ ጉዳያት ኣልዒልና ብቑልዕ ንኽንመያየጥ፣ ሃናፃይ ብዝኾነ መልኽዑ ንኽንወቓቐስ ዝፈቅድ ብዘይ ምዃኑ ቅድሚ ሕዚ ብዕሙቀት ዘየልዓልናዮም መመያየጢ ዛዕባታት…

ደጊም ከ ስርናይ ዶ ወርቒ ?

ሙሉጌታ ኣየነው ትግርኛ ተዛራባይ ሕዝብና፣ ንዝሓለፉ ልዕሊ ፻፶ዓመት፣ማለት ድሕሪ መስዋእቲ ሃጸይ ዮውሃንስ ፬ይ አብ መተማ ዮውሃንስ፣ ካብ ግዜ ሚኒሊክ ጀሚሩ ማእለያ ዘይብሉ ስቓይ፣ግፍዒን፣ መከራን ብገዛእቲ አምሓራ እናወረዶ፣ዋላኳ እንተመጸ ብፍላይ እቲ…

በጦርነት መሃል ሙርከኛን በሰላም ግባ! ብሎ ማሰናበት ድርቀት እንጅ እውቀት ሊሆን አይችልም

ሙሉጌታ ወልደገብርኤል የጽሑፉ ዓላማ፥ ሊዘርፍ፣ ሊያወድም፣ ሊያጠፋና ሊገድል የመጣው የኢትዮጵያ ሠራዊትና የአማራ ኢንተርሃምዌ ሚኒሻና ታጣቂ በምርኮ ሲሰበሰብ፥ ሙርከኛውን እዛው በሰላም ግባ! እየተባለ ማሰናበት አሁን አሁን እንደ አንድ ትልቅ ዜና መናገና…