ዘድልዮም ኣብዚ ውዕሽጢ ሳንዱቕ ይፅሓፉ፥ ናብ ካሊእ ፕሮግራም ኮፒ ገይርኩም (email, SMS, Facebook…) ተጠቐሙ። https://ethioadvocate.com/editor

ዘይወግሕ መሲልዎ/ዋ!

መን ተቀቲሉ መን ኽሓድር ብሰላም ዊዒሉ: ናይመን ንብረት ዓንዩ ናይመን ኽነብር ተወኒኑ መን ተዋሪዱ ዘይንሱ መሲሉ መን ኽነብር ተኸቢሩ ተኻሒሉ: ናይመን ደም ፈሲሱ አዕፅምቲ ተኽስኪሱ ናይመን ኽፀንሕ ተሓብሒቡ አብነብሱ:  መን እናኸተረ መን እናዓመፀ እናዓንደረ  ስብ እናደፈረ እናባጨወ ኽነብር: ኤርትራ  – ዋይ! ዓጎራ: ዘይወግሕ መሲልዎ እብ ቡኽራ ይወፅዕ ሠገራ: ናይመን ዘርኢ ፈሊሱ አዱ ፈሪሱ መን ኽነብር አብገዝዑ ደቂሱ: መን ዛሒዛሕ ኢሉ አልቂሱ መን ኽድቅስ ተሓጊሱ: መን  ተሓንኪሉ መን ኽኸይድ አስተዊዒሉ: ናይመን ዓዲ ተወሪሩ ናይመን ኽነብር ተኸቢሩ: መን ኽሓድር ፀሚኡ ጠምዩ መን ኽነብር በሊኡ ሰትዩ: …

ኣንበሳ ኣበይ ድዩ ዝውለድ?

ሰላም ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም-ኣንበብትን ተኸታተልትን መፍተል ሓበሬታ ዓይጋ፧ ሰላም ክትህልዉ በዓል ተስፋ እየ። ክቡራት ኣንበብቲ፡ምስ ኮነሬል ለገሠ ተገኝ ኮምሽነር ፌደራል ፖሊስ ነበር፡ኣብ ቀረባ መዓልታት ቃለ- መጠይቕ ከነኻይድ መደብ ሒዝና ኣሎና።…

“ስራ ለሰሪው፤እሾህ ላጣሪው”

ሙሉጌታ በሪሁን አንድ ሃገር እንደ ሃገር የሚያስቆሙት ባህል፣ታሪክ፣ቋንቋና፣ጆኦግራፊያዊ መልከአ ምድርን ያጠቃለለ ሲሆን፣ የነዚህ እሴቶቹ ጥምር ውጤትና፣በውስጡ ያሉትን የብሄር ብሄረሰቦችና ሕዝቦች ድምር ውጤት፣የአገርነትን ክብር እና ይዘት ይኖሩታል።ከዚህ አኳያ ኢትዮዺያም “ክቡር ጠቅላይ…