ብ ግእዝ ፊደላት ንምፅሓፍ ኣብዚ ዝተትሓሓዘ ሊንክ (https://ethioadvocate.com/editor) ሳንዱቕ ብቐሊሉ ምጥቃም ይከኣል። ብዚ ድማ ናብ ኢ-መይል ወይ ካሊእ ማሕበራዊ ሚድያ ኮፒ ምግባርን ኣብ ዌብሳይታት ንምልጣፍን ይሕግዝ።

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ መቐለ ንዝርከቡ 406 ፅጉማት ማሕበረሰብ ትግራይ 406 ሽሕ ብር ሓገዝ ገንዘብ ኣከፋፊላ

ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ማልት ማሕበር ልምዓትትግራይ ኣብ ከተማ ዊንድሶር ካናዳ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ተጋሩ ብር 300,000፤ ተወለድቲ ከባቢ ደቂ ኣንገረላ ዓረ ደቂ ኣምሓረ ኣኮሎግዛይ ኤርትራ ድማ ብር 106,000 ብድምር ብር…

ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን መንግስቲ ትግራይን ዝተገበረ ስምምዕ ሰላም ዝድግፍ ካርኒቫል ሰላም ኣሳሊጣ

ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ማልት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ’ሰላም ንኹሉ’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሎሚ መዓልቲ ዘዳለወቶ ቀልቢ ብዙሓት ዝሰሓበ ውቁብ ካርቫል ስምምዕ ሰላም ዝድግፍን ቀፃልነቱ ንክረጋገፅ ፃውዒት ንምቕራብን ዝዓለመን ነይሩ።…

ዘይወግሕ መሲልዎ/ዋ!

መን ተቀቲሉ መን ኽሓድር ብሰላም ዊዒሉ: ናይመን ንብረት ዓንዩ ናይመን ኽነብር ተወኒኑ መን ተዋሪዱ ዘይንሱ መሲሉ መን ኽነብር ተኸቢሩ ተኻሒሉ: ናይመን ደም ፈሲሱ አዕፅምቲ ተኽስኪሱ ናይመን ኽፀንሕ ተሓብሒቡ አብነብሱ:  መን እናኸተረ መን እናዓመፀ እናዓንደረ  ስብ እናደፈረ እናባጨወ ኽነብር: ኤርትራ  – ዋይ! ዓጎራ: ዘይወግሕ መሲልዎ እብ ቡኽራ ይወፅዕ ሠገራ: ናይመን ዘርኢ ፈሊሱ አዱ ፈሪሱ መን ኽነብር አብገዝዑ ደቂሱ: መን ዛሒዛሕ ኢሉ አልቂሱ መን ኽድቅስ ተሓጊሱ: መን  ተሓንኪሉ መን ኽኸይድ አስተዊዒሉ: ናይመን ዓዲ ተወሪሩ ናይመን ኽነብር ተኸቢሩ: መን ኽሓድር ፀሚኡ ጠምዩ መን ኽነብር በሊኡ ሰትዩ: …

ኣንበሳ ኣበይ ድዩ ዝውለድ?

ሰላም ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም-ኣንበብትን ተኸታተልትን መፍተል ሓበሬታ ዓይጋ፧ ሰላም ክትህልዉ በዓል ተስፋ እየ። ክቡራት ኣንበብቲ፡ምስ ኮነሬል ለገሠ ተገኝ ኮምሽነር ፌደራል ፖሊስ ነበር፡ኣብ ቀረባ መዓልታት ቃለ- መጠይቕ ከነኻይድ መደብ ሒዝና ኣሎና።…