ዘድልዮም ኣብዚ ውዕሽጢ ሳንዱቕ ይፅሓፉ፥ ናብ ካሊእ ፕሮግራም ኮፒ ገይርኩም (email, SMS, Facebook…) ተጠቐሙ። https://ethioadvocate.com/editor

ዜና ዕረፍቲ፥ ዉሩይ ከራርን ድምጻውን ገብረዝጋብሔር ገብረጻድቕ ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ!

ገብረእዝጋብሄር ገብረጻድቕ፡ኣብ ዓዲ-ግራት ተወሊዱ።ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ተኽለሃይማኖት (ጫካ ሰፈር) ክነብር ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ዕለት  13 ታሕሳስ 2015 ዓ/ም፡ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። ንሱ፡ብግጥምታት መምህር ግርማይ ልዕሊ 120 ደርፍታት ዝደረፈ ወናም…

ንሕና!

ያሬድ ሕሉፍ ንሕና! ንሠርሕ  የፍርሱ ንተክል ይቆርፁ I’ll ነስቲ ድርቂ ይጋብዙ ንሕብሕብ ሥጋ ሰብ ይቆርፁ እውቀት ንምሕዝ አ እምሮ የደብዝዙ ፍትሓውያን ፍርደ ገምደላውያን ንፅዕር ይፍክሩ ንምነይ ይጅሓሩ እንትንቃለስ ኽንነብር እንትቀትሉ፥ እንትርሕርሕ ምንቀኛታታ ዘይድቅሱ:: ንሕና ተጋሩ ንሳቶም አምሓሩ ብደም ስብ ዝሰኸሩ::…