Month: July 2023

መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ከገልግሉ ዝተመረፁ ዝርዝር ኤጲስ ቆጶሳት ሎሚ ሓምለ 9, 2015 ዓም ዕላዊ ገይሩ።

ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኽሱም ፅዮን ማርያም ሎሚ 9 ሓምለ 2015 ዓ/ም ስነ-ስርዓት መረፃ ኤጲስቆጶሳት የሳለጥ ኣሎ። ብመሰረት እቲ…

መዓልቲ ናጽነት ኣመሪካ፡ኣብ ኤርትራ ድሕሪ 4 ዓመታት ዳግማይ ከም ዝተኸበረ ፈጻሚ ጉዳያት ኣመሪኻ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ የረድእ።

ኣብርሃም ብርሃነ ኣብ ከተማ ኣስመራ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ (ጉዳይ ፈጻሚ ) ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ከም ዘመልክቶ መዓልቲ ናጽነት ኣመሪካ ድሕሪ 4 ዓመት ንፈለማ ብዕለት 7 ሰነ 2023 ከም…

ሓቦ ጅግና ዘረብረበ ቃል መፅባዓ

ፍጡር ሰብ ክገብሮ ዘይእመን ቴክኖሎጂካዊ  ፈጠራታት ዓለምና ፈቲንዎ ዘይወደቐ መንፈሳዊ ዓቅሚ ጅግና ሰራዊት ትግራይ  ምምንማን ስምዒታዊ  ጥንካሪኡ  ብኣሉታ ከንፀላልዎ ምክንያት ዝኮኑ ዘይፍትሑ ቀለልቲ ዝመሰሉ ዓፀቦታት ክፍትንዎ ይረኣዩ ኣለው።  ካብ ዓብዩ…