ላዕለዋይ ቤት ክህነት መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይ ኣብ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ኣኽሱም ፅዮን ማርያም ሎሚ 9 ሓምለ 2015 ዓ/ም ስነ-ስርዓት መረፃ ኤጲስቆጶሳት የሳለጥ ኣሎ።

ብመሰረት እቲ ዝተኻየደ መረፃ ድማ:- ኣብ ትግራይ ከገልግሉ ዝተመረፁ ኤጲስቆጶሳት –

፩. መጋቤ ሃዲስ ቆሞስ ኣባ ዘሥላሴ ማርቆስ

፪. መልኣከ ገነት ቆሞስ ኣባ ሃ/ሚካኤል ኣረጋይ

፫. ሊቀ ኣእላፍ ኣባ እስጢፋኖስ ገ/ጊዮርጊስ

፬. ንቡረእድ ቆሞስ ኣባ መሓሪ ሃብቴ

፭. ቆሞስ ኣባ ኤልያስ ታደሰ ገብረኺዳን

ካብ ዓዲ ወፃኢ ከኣ እዞም ዝስዕቡ

፩: ቆሞስ ኣባ ሰረቀ ብርሃን ወልደሳሙኤል

፪: መልኣከ ገነት ኣባ ፅጌ ገነት ኪዳነ ወልድ

፫: ኣባ ዘርኣ ዳዊት ብርሃነ

፬፡ መልኣከ ፀሃይ ኣባ የማነ ብርሃን ወልደሳሙኤል

፭: መልኣከ ፅሓይ ቆሞስ ኣባ ዮሃንስ ከበደ

By aiga

One thought on “መንበረ ሰላማ ከሣቴብርሃን ከገልግሉ ዝተመረፁ ዝርዝር ኤጲስ ቆጶሳት ሎሚ ሓምለ 9, 2015 ዓም ዕላዊ ገይሩ።”

Comments are closed.