Month: February 2023

ጊዝያዊ መንግስቲ ብዝምልከት ካብ ብሄራዊ መሪሕነት ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ

ውድብና ናይ ሓደ ወገን በይናዊ ከይዲ ምጥያሽ ጊዝያዊ መንግስቲ እናነፀጎ ምምፅኦ ዝዝከር እዩ። ብፍላይ ድማ ሕጋውን ቅቡልን ከይዲ ተኸቲሉ ዘይተጣየሸን ናይ ኩሎም ሰብ ግደ ተሳትፎ ዘየረጋገፀን “መጣየሺ ኮሚቴ ጊዝያዊ መንግስቲ”…