ኣለሻ ሃለዋት ተጋደልቲ (ኣብ ልዕለይ ዝበፅሐ ዘሕዝን ተጓንፎ – ፬)
ክፋል 4 ብፅባሒቱ ንጉሆ ቁርሲ ምስ በልዑ እንድሕር ናፍቲ ዝቆሰለ ተጋዳላይ ምካድ ኣብዩ ፖሊስ ብኸመይ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከም ዝውዕሎ ብሙሉኡ ተደሪሱ ሓዲሩ እዩ። እቲ ድርሰት ብሓፂሩ ቁርሲ ክበልዑ ከለው…
Narrating Tigray!
ክፋል 4 ብፅባሒቱ ንጉሆ ቁርሲ ምስ በልዑ እንድሕር ናፍቲ ዝቆሰለ ተጋዳላይ ምካድ ኣብዩ ፖሊስ ብኸመይ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከም ዝውዕሎ ብሙሉኡ ተደሪሱ ሓዲሩ እዩ። እቲ ድርሰት ብሓፂሩ ቁርሲ ክበልዑ ከለው…
ክፋል 3 ሀዚ እውን ኣብ 2ይ ወይ 3ይ መዓልቱ ካብ ተምቤን ይፅሕፈለይ። ኣስመላሽ ረኺበዮ፣ ዝለኣኽካሉ 3-ሽሕ ብር እውን ሂበዮ ኣለኹ። ምንም ኣይገብሮን ኣይቅበለካን ኢሉኒ ነይሩ ግን ዋላ ንብፆትካ ኣካፍሎ ዋ…
ክፋል ክልተ ተጋዳላይ ኣለም ድሕሪ ውሑዳት መዓልትታት ንተልእኾ ንተምቤን ይኸይድ ኣለኹ። ኣርሚ-60 ዋና መዋፈሪኣ ኣብ ተምቤን ስለ ዝኾነ ደሃይ ተጋዳላይ ኣስመላሽ ሓውካ ኣበየናይ ግምባር ተሰሊፉ ከም ዘሎ ድማ ኣፃርየ ክመፅእ…
Mahteme Fesseha Demewez (PhD) March 2023, USA This message is intended for Tigrayan politicians, advocacy organizations, and other concerned Tigrayans help them prepare for protecting the Tigray’s interest until Tigrayans…
By Temesgen Kebede A case of Modus ponens! If there is a smoke, there is fire. If unable to walk, one is unable to ride a horse. If you consent…