ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ መቐለ ንዝርከቡ 406 ፅጉማት ማሕበረሰብ ትግራይ 406 ሽሕ ብር ሓገዝ ገንዘብ ኣከፋፊላ
ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ማልት ማሕበር ልምዓትትግራይ ኣብ ከተማ ዊንድሶር ካናዳ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ተጋሩ ብር 300,000፤ ተወለድቲ ከባቢ ደቂ ኣንገረላ ዓረ ደቂ ኣምሓረ ኣኮሎግዛይ ኤርትራ ድማ ብር 106,000 ብድምር ብር…
Narrating Tigray!
ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ማልት ማሕበር ልምዓትትግራይ ኣብ ከተማ ዊንድሶር ካናዳ ዝነብሩ ማሕበረሰብ ተጋሩ ብር 300,000፤ ተወለድቲ ከባቢ ደቂ ኣንገረላ ዓረ ደቂ ኣምሓረ ኣኮሎግዛይ ኤርትራ ድማ ብር 106,000 ብድምር ብር…
መን ተቀቲሉ መን ኽሓድር ብሰላም ዊዒሉ: ናይመን ንብረት ዓንዩ ናይመን ኽነብር ተወኒኑ መን ተዋሪዱ ዘይንሱ መሲሉ መን ኽነብር ተኸቢሩ ተኻሒሉ: ናይመን ደም ፈሲሱ አዕፅምቲ ተኽስኪሱ ናይመን ኽፀንሕ ተሓብሒቡ አብነብሱ: መን እናኸተረ መን እናዓመፀ እናዓንደረ ስብ እናደፈረ እናባጨወ ኽነብር: ኤርትራ – ዋይ! ዓጎራ: ዘይወግሕ መሲልዎ እብ ቡኽራ ይወፅዕ ሠገራ: ናይመን ዘርኢ ፈሊሱ አዱ ፈሪሱ መን ኽነብር አብገዝዑ ደቂሱ: መን ዛሒዛሕ ኢሉ አልቂሱ መን ኽድቅስ ተሓጊሱ: መን ተሓንኪሉ መን ኽኸይድ አስተዊዒሉ: ናይመን ዓዲ ተወሪሩ ናይመን ኽነብር ተኸቢሩ: መን ኽሓድር ፀሚኡ ጠምዩ መን ኽነብር በሊኡ ሰትዩ: …
ሰላም ከመይ ትዀኑ ኣሎኹም-ኣንበብትን ተኸታተልትን መፍተል ሓበሬታ ዓይጋ፧ ሰላም ክትህልዉ በዓል ተስፋ እየ። ክቡራት ኣንበብቲ፡ምስ ኮነሬል ለገሠ ተገኝ ኮምሽነር ፌደራል ፖሊስ ነበር፡ኣብ ቀረባ መዓልታት ቃለ- መጠይቕ ከነኻይድ መደብ ሒዝና ኣሎና።…
ሙሉጌታ በሪሁን አንድ ሃገር እንደ ሃገር የሚያስቆሙት ባህል፣ታሪክ፣ቋንቋና፣ጆኦግራፊያዊ መልከአ ምድርን ያጠቃለለ ሲሆን፣ የነዚህ እሴቶቹ ጥምር ውጤትና፣በውስጡ ያሉትን የብሄር ብሄረሰቦችና ሕዝቦች ድምር ውጤት፣የአገርነትን ክብር እና ይዘት ይኖሩታል።ከዚህ አኳያ ኢትዮዺያም “ክቡር ጠቅላይ…
ሰው ሶስቴ እንዲበላ ለ17 አመት እንዳልታገለ በቀን አንዴ እህል እንዳይቀምስ ታገደ ተከለከለ ያረሰው ማሳ ያጨደው እህል በክምሩ ተቃጠለ አይ ያልታደለ ነፃ አውጭው ነፃነት ተነፈገ ትናንት ማርኮ በፈታው ለባርነት ተዳረገ ለብሄር…
መልእኽቲ ን ተጋሩን ኤርትራዊያንን! ‹‹ነዛ መፀሓፍ ብነፃ ኣውርድዋ! ምንባብኩምን ሓበሬታኩምን ከክንዲ ዋጋይ እዩ፡፡›› “Download the Book for Free! Your Reading and reaction is my Price”. እዙ መፅሓፍዙይ ወራር ትግራይ ኣብ…