ዜና ዕረፍቲ፥ ዉሩይ ከራርን ድምጻውን ገብረዝጋብሔር ገብረጻድቕ ካብ’ዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ!
ገብረእዝጋብሄር ገብረጻድቕ፡ኣብ ዓዲ-ግራት ተወሊዱ።ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ተኽለሃይማኖት (ጫካ ሰፈር) ክነብር ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ዕለት 13 ታሕሳስ 2015 ዓ/ም፡ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። ንሱ፡ብግጥምታት መምህር ግርማይ ልዕሊ 120 ደርፍታት ዝደረፈ ወናም…
Narrating Tigray!
ገብረእዝጋብሄር ገብረጻድቕ፡ኣብ ዓዲ-ግራት ተወሊዱ።ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ተኽለሃይማኖት (ጫካ ሰፈር) ክነብር ድሕሪ ምፅናሕ ትማሊ ዕለት 13 ታሕሳስ 2015 ዓ/ም፡ብሞት ተፈልዩ ኣሎ። ንሱ፡ብግጥምታት መምህር ግርማይ ልዕሊ 120 ደርፍታት ዝደረፈ ወናም…
ያሬድ ሕሉፍ ንሕና! ንሠርሕ የፍርሱ ንተክል ይቆርፁ I’ll ነስቲ ድርቂ ይጋብዙ ንሕብሕብ ሥጋ ሰብ ይቆርፁ እውቀት ንምሕዝ አ እምሮ የደብዝዙ ፍትሓውያን ፍርደ ገምደላውያን ንፅዕር ይፍክሩ ንምነይ ይጅሓሩ እንትንቃለስ ኽንነብር እንትቀትሉ፥ እንትርሕርሕ ምንቀኛታታ ዘይድቅሱ:: ንሕና ተጋሩ ንሳቶም አምሓሩ ብደም ስብ ዝሰኸሩ::…
©ብፍጹም ተኽላይ ኣብ ሓደ ኣጋጣሚ ዝፈልጦም ዶክተር ሓሰን ኣደም ዝተባህሉ ዕድመን ቀለምን ጽግብ ዘበሉ ነበሩ። ዶክተር ሓሰን ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ንልዕሊ 36 ዓመታት ዝነበሩን ኣብ ዝተፈለለዩ ስቴታት ‘ታ ሃገር ኣብ…
ክቡራት ኣንበብቲ መርበብ ሓበሬታ ዓይጋ፡ንሎሚ ሓፂር ሓበሬታ ክህበኩም እፈቱ። ንሱ ድማ እዘን ኣብ ስእሊ ትርእይወን ዘሎኹም ማማ ሰናይት ጳውሎስ ይበሃላ።ጓሎም ንክቡር ኣቶ ጳውሎስ መንኣመኖ እየን። ንስም ጳውሎስ መንኣመኖ ዘይፈልጥ ክህሉ…
ብ ኣብርሃም ብርሃነ “ወድ ሰብ ሓመድ እዩ፡ናብ ሓመዱ ድማ ይምለስ” ዝብል ብሂል ኣበው እማን ምኳኑ ኣብ ማንም ፍጡር ትርእዮን ትሰምዖን ጉዳይ’ዩ። እንሆ ድማ እተን በዓልቲ ሃበባ ዝኰና ማማ ፅዮን፡ጉዕዞ ህይወተን…
ኣብርሃም ብርሃነ ማማ ፅዮን ኣብ ታሪኽ ባህላዊ ኣለባብሳ ትውፊቱ ሓሊዩ ክቕፅልን ብምዕሩግ ኣገባብ ተሰንዩ ክኸይድን ዕዙዝ ኣበርኽቶ፡ካብ ዝገበራ ደቂ ኣንስትዮ-ፊተውራሪት እየን። ብተወሳኺ ኣብ ሰናይ ተግባራት ዝተዋፈረ ማሕበር ዋዕዊዕሉ ኣብ ዝነበረሉ…